3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC

Website

3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from 3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC, Medical and health, Ayder, Mekelle.

𝟯ጂ ዓለምና ሐዚ ዝበፀሐቶም ሕማማት ንምንፃር ዝሕግዙ ማሽናት እናተሓገዘ ብተወሳኺ ልዑል ልምዲ፣ክእለትን ብቅዓትን ብዘለዎም ናይ ንፃረ ሕማማት ስፔሻሊስት ሓኻይም ንዝሓለፉ 𝟭𝟬 ዓመታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ::
𝗣𝗿𝗼𝘃𝗶𝗱𝗶𝗻𝗴 𝗤𝘂𝗮𝗹𝗶𝘁𝘆 𝗼𝗳 𝗛𝗲𝗮𝗹𝘁𝗵 𝗦𝗲𝗿𝘃𝗶𝗰𝗲𝘀 𝗶𝘀 𝗢𝘂𝗿 𝗨𝘁𝗺𝗼𝘀𝘁 𝗣𝗿𝗶𝗼𝗿𝗶𝘁𝘆 !!

14/07/2026

𝟑𝟎𝟎𝟎𝟎 ብር ሽልማት !! ፈረንሳይ ምሰ ሰፔን ግምቶም ዘቐምጥሉ ፖስት ሓደ/𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐨𝐧𝐞 እዙይ እዩ- ክሳብ ሎሚ ምሸት 𝟑፡𝟒𝟓 ምግማት ይካኣል እዩ::

ፈረንሳይ ምሰ ሰፔን -𝟑𝟎,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ከምቲ ልሙድ ብትትክል ገሚቶም ይሸለሙ ::

ናብ ፍፃመ/ዋንጫ መን ሓለፈ፤ ኣውዲቅካ ምሕላፍ ፀወታ
ፈረንሳይ ምሰ ሰፔን ሰሉስ ሓምለ 𝟕/𝟐𝟎𝟏𝟖 ዓ/ም ምሸት ካብ 𝟒:𝟎𝟎 ጀሚሩ ክካየድ እዩ:: ናይዚ ፀወታ ግጥም ግምቶም ብምቅማጥ ካብ 𝟔 (ሽድሽተ) ተሸለምቲ ሓደ ይኹኑ::

√ ንሽድሽተ(𝟔) ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ካብ ዝመለሱ ፤ ኣብ ሰለሰስቲአን ፀወታታት ብዘመዝገብዎ ነጥቢ ተደሚሩ ካብ 𝟏ይ-𝟔ይ ደረጃ ንዝወፁ ነንሕድሕዶም ብር 𝟓𝟎𝟎𝟎 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ፤ብጠቅላላ ድምር ብር 𝟑𝟎,𝟎𝟎𝟎 (ሰላሳ ሽሕ ብር) ክንሽልሞም ኢና::
√√ ግምቶም ዘቀምጥሉ 𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐨𝐧𝐞 እዙይ ጥርሕ እዩ::
ሕቶታት:-
𝟏. መን ይስዕር ?
𝟐. ፀወታ ክንደይ ብኽንደይ ይውዳእ?
𝟑. ናይ መጀመርታ ሽቶ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?
𝟒. ናይ መወዳእታ ሽቶ ኸ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?

ናይ ግድን ክማልኡ ዘለዎም መስፈርትታት ድማ( ኩለን መስፈርትታት ዘየማለአ ዋላ ብትክክል ይመልስ ኣይሽለምን ፡-

𝟏 ) ነዚኣ ፖስት/𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐬𝐡𝐚𝐫𝐞 ክገብሩ ኣለዎም-𝐏𝐢𝐧 እንተዝገብርዎ እሞ ምእንታን ብቀሊሉ ኣብ ላዕሊ ክንሪኦ
𝟐 ) ናይ 𝟑ጂ /ነዚ ገፅን 𝐓𝐢𝐤𝐭𝐨𝐤 ን 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫 በተወሳኺ ድማ ናይ 𝟑ጂ 𝐘𝐨𝐮 𝐭𝐮𝐛𝐞 𝐜𝐡𝐚𝐧𝐧𝐞𝐥 𝐬𝐮𝐛𝐬𝐜𝐫𝐢𝐛𝐞𝐫 ክኾኑ ኣለዎም
𝟑) እተን 𝟒 ሕቶታት ብትክክል ክግምቱ ኣለዎም
𝟒 ) ሓደ ጊዜ ምስ ፀሓፉ ግምቶም ዘይቀየሩ
𝟓) ካብ 𝟏 ጊዜ ንላዕሊ ግምቶም ዘይፀሓፉ
𝟔) ልዕሊ 𝟏𝟎𝟎 ( ካብ ሓደ ሚኢቲ ንላዕሊ) 𝐟𝐫𝐢𝐞𝐧𝐝𝐬 𝐨𝐫 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫𝐬 ዘለዎም::

ል.በ/𝐍.𝗕 -ቡዙሓት ሰባት መሰፈርቲታት ይርስዑወን ::

√√ ሰናይ ዕድል ንምነየልኩም።

11/07/2026

ናይዚ ሕቶ ብትክክል ዝገመቱ ኩሎም ሽልማቶም ወሲዶም እዮም። "ን𝟏𝟎 ሰባት::ኖርወይ ምሰ እንግሊዝ (ሃላንድ ምስ ሃሪኬን !!) -𝟏𝟬𝟎𝟎𝟎 ብር ሽልማት !! ግምቶም ፀቐምጥሉ ፖስት/𝗽𝗼𝘀𝘁 እዙይ እዩ- ክሳብ ሎሚ ምሸት 𝟱፡𝟬𝟬 ምግማት ይካኣል እዩ::

ኖርወይ ምሰ እንግሊዝ (ሃላንድ ምስ ሃሪኬን !!) -𝟭𝟬,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ከምቲ ልሙድ ብትትክል ገሚቶም ይሸለሙ ::
ናብ 𝟰 ጋንታታት መን ሓለፈ/ናብ ፍርቂ ፍፃመ መን ሓለፈ፤ ኣውዲቅካ ምሕላፍ ፀወታ
ኖርወይ ምሰ እንግሊዝ ሓምለ 𝟰 ቀዳም 𝟮𝟬𝟭𝟴 ዓ/ም ካብ ፍርቂ ለይቲ (𝟭𝟮:𝟬𝟬) ጀሚሩ ክካየድ እዩ:: ናይዚ ፀወታ ግጥም ግምቶም ብምቅማጥ ካብ 𝟭𝟬 (ዓሰርተ) ተሸለምቲ ሓደ ይኹኑ::

√ ንኣሰርተ(𝟭𝟬) ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ካብ ዝመለሱ ነንሕድሕዶም ብር 𝟭𝟬𝟬𝟬 (ሓደ ሽሕ ብር) ፤ብጠቅላላ ድምር ብር 𝟭𝟬𝟬𝟬𝟬 (ዓሰርተ ብር) ክንሽልሞም ኢና::

√√ ግምቶም ዘቀምጥሉ 𝗽𝗼𝘀𝘁 እዙይ ጥርሕ እዩ::

ሕቶታት:-
𝟭. መን ይስዕር ?
𝟮. ፀወታ ክንደይ ብኽንደይ ይውዳእ?
𝟯. ናይ መጀመርታ ሽቶ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?
𝟰. ናይ መወዳእታ ሽቶ ኸ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?

ናይ ግድን ክማልኡ ዘለዎም መስፈርትታት ድማ( ኩለን መስፈርትታት ዘየማለአ ዋላ ብትክክል ይመልስ ኣይሽለምን ፡-

𝟏 ) ነዚኣ ፖስት/𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐬𝐡𝐚𝐫𝐞 ክገብሩ ኣለዎም-𝐏𝐢𝐧 እንተዝገብርዎ እሞ ምእንታን ብቀሊሉ ኣብ ላዕሊ ክንሪኦ
𝟐 ) ናይ 𝟑ጂ /ነዚ ገፅን 𝗧𝗶𝗸𝘁𝗼𝗸 ን 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫 በተወሳኺ ድማ ናይ 𝟯ጂ 𝗬𝗼𝘂 𝘁𝘂𝗯𝗲 𝗰𝗵𝗮𝗻𝗻𝗲𝗹 𝘀𝘂𝗯𝘀𝗰𝗿𝗶𝗯𝗲𝗿 ክኾኑ ኣለዎም
𝟑) እተን 𝟰 ሕቶታት ብትክክል ክግምቱ ኣለዎም
𝟒 ) ሓደ ጊዜ ምስ ፀሓፉ ግምቶም ዘይቀየሩ
𝟓) ካብ 𝟏 ጊዜ ንላዕሊ ግምቶም ዘይፀሓፉ
𝟔) ልዕሊ 𝟏𝟎𝟎 ( ካብ ሓደ ሚኢቲ ንላዕሊ) 𝐟𝐫𝐢𝐞𝐧𝐝𝐬 𝐨𝐫 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫𝐬 ዘለዎም::

ል.በ/𝐍.𝗕
ቡዙሓት ሰባት ተራ ቁፅሪ 𝟭 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ምግባር 𝟮፣ 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ይርስዕወን እሞ ዋላ 𝘁𝗼𝗽 𝗳𝗮𝗻 እናሃለዉ "ብትክክል ገሚትና ግን ኣይተኻተትናን !"ዝብል ተደጋጋሚ ጥርዓን ንሰምዕ ሰለዚ ኣርምዎን:: ድሕሪ ግምትካ ምቅማጥ እኮ 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ን 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ምባል ይካኣል እዩ::

√√ ሰናይ ዕድል ንምነየልኩም።

ሽልማትና ክሳዕ ፅዋዕ /መወዳእታ ክቅፅል እዩ::"

07/07/2026

✅✅ ዓይንና ብጫ ዝኸውን ንምንታይ እዩ?
✅✅ ዕሽዋ ብሕክምና ይፍለጥ ዶ ?

ምስ ሓንቲ 68 ዓመት ዝዕድሚአን ኣዶ እዚ ዝስዕብ ታሪኽ ነይሩወን ናብ 3ጂ ዝመፃ :-

1) ዓይነን ብጫ ኮይኑ፣
2) ንንውሕ ዝበለ እዋን ዝበልዐዖ ኩሉ ንገር ንዓቀብ እናበለን፣
3) ጨጎራ እዩ እናተብሃላ ፤ እንተወሓደ ንስለስተ(3) ጊዜ ታሓኪመን ዘይሕሸን
4) ናብ ሕክምና 3G Diagnostic Imaging Center መፂአን ናይዞም ምልክታት ንምታይ ምዃኑ ዝተነፀረለይ ዝሕብር ኣምሃሪ ቪድዮ እዩ።

❎❎ኣብ መስመር መመሓላለፊ ፈሳሲ ሓሙት ትቦ ዓፅዮም ዝተረኸቡ ብዙሓትን ገዘፍትን ፀፀራት( ኣነ እኳ በዚሖሙን ገዚፎምን ሲ ጉዑዑዑር ኢሎዮም ኣለኹ።)

❤️❤️ክሳብ መወዳእታ ሪኢኹም ንብዙሓት ናይዚ መሰል ፀገም ዘለዎም ምእንታን መፍትሒ ክረኽቡ share ግበርዎ።

06/07/2026

ኩሎም ሽልማቶም ወሲዶም::ናይ ፖርቹጋል ምስ ስፔን ፀወታ ትክክል ዘኾነ መልስን ፤ካብ 1ይ-4ይ ተሸለምትን :-
1.ስፔን
2.ፖርቹጋል 0:1 ስፔን
3.ስፔን
4.ሰፔን
ካብ ብዙሓት ቀዲሞም ብትክክል ዝመለሱ ፤ካብ 1ይ-4ይ ተሸለምቲ ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም :-
@መድሃኔ ትግራይ-1ይ ተሽላሚ
Seale Ake-2ይ ተሽላሚ
Mekonen Hafitay-3ይ ተሽላሚ
Um Hayu Live-4ይ ተሽላሚ
ተሸለምቲ ናይ CBE ወይ Telebirr ቁፅርኹም ኣብዚ post ኣብ comment ፅሓፉልና::ምስ ተረከብኩም ድማ በፂሑና ኢልኩም ንተከታተልቲ ክተረጋግፁልና ኣቀዲምና ንሓተኩም::
ሽልማትና ከሳብ ዋንጫ ዓለም ዝውዳእ ቀፃሊ እዩ::
Follow በሉና፣Share ግበሩልና ፣ንዓኹም ዝጠቅም ሕክምናዊ ትምህርቲ ክትረኽቡ ኢኹም::
𝟏0𝟎𝟎𝟎 ብር ሽልማት !! ግምቶም ፀቐምጥሉ ፖስት/post እዙይ እዩ- ክሳብ ሎሚ ምሸት3፡45 ምግማት ይካኣል እዩ::

"ፖርቹጋል ምሰ ስፔን -1𝟬,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ከምቲ ልሙድ ብትትክል ገሚቶም ይሸለሙ ::
ናብ 8 ጋንታታት መን ሓለፈ፤ ኣውድቅካ ምሕላፍ ፀወታ

ፖርቹጋል ምሰ ስፔን ሎሚ ሰኑይ 29 ሰነ 2018 ዓ/ም ምሽት 4:00 ክካየድ እዩ:: ናይዚ ፀወታ ግጥም ግምቶም ብምቅማጥ ካብ 4 ተሸለምቲ ሓደ ይኹኑ::

√ ንኣርባዕተ (4) ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ካብ ዝመለሱ በቢ ደረጀኦም:-
1ይ 4000 ብር፣
2ይ 3𝟬𝟬𝟬፣
3ይ 2000 ብር፣
4ይ 1000 ብር ፤ብጠቅላላ ድምር ብር 10000 (ዓሰርተ ብር) ክንሽልም ኢና::

√√ ግምቶም ዘቀምጥሉ እዙይ ጥርሕ እዩ::
ሕቶታት:-
1. መን ይስዕር ?
2. ፀወታ ክንደይ ብኽንደይ ይውዳእ?
3. ናይ መጀመርታ ሽቶ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?
4. ናይ መወዳእታ ሽቶ ኸ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?

ናይ ግድን ክማልኡ ዘለዎም መስፈርትታት ድማ( ኩለን መስፈርትታት ዘየማለአ ዋላ ብትክክል ይመልስ ኣይሽለምን ፡-
𝟏 ) ነዚኣ ፖስት/𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐬𝐡𝐚𝐫𝐞 ክገብሩ ኣለዎም-𝐏𝐢𝐧 እንተዝገብርዎ እሞ ምእንታን ብቀሊሉ ኣብ ላዕሊ ክንሪኦ
𝟐 ) ናይ 𝟑ጂ /ነዚ ገፅን Tiktok ን 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫 በተወሳኺ ድማ ናይ 3ጂ You tube channel subscriber ክኾኑ ኣለዎም
𝟑) እተን 4 ሕቶታት ብትክክል ክግምቱ ኣለዎም
𝟒 ) ሓደ ጊዜ ምስ ፀሓፉ ግምቶም ዘይቀየሩ
𝟓) ካብ 𝟏 ጊዜ ንላዕሊ ግምቶም ዘይፀሓፉ
𝟔) ልዕሊ 𝟏𝟎𝟎 ( ካብ ሓደ ሚኢቲ ንላዕሊ) 𝐟𝐫𝐢𝐞𝐧𝐝𝐬 𝐨𝐫 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫𝐬 ዘለዎም::

ል.በ/𝐍.𝗕
ቡዙሓት ሰባት ተራ ቁፅሪ 𝟭 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ምግባር 𝟮፣ 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ይርስዕወን እሞ ዋላ 𝘁𝗼𝗽 𝗳𝗮𝗻 እናሃለዉ "ብትክክል ገሚትና ግን ኣይተኻተትናን !"ዝብል ተደጋጋሚ ጥርዓን ንሰምዕ ሰለዚ ኣርምዎን:: ድሕሪ ግምትካ ምቅማጥ እኮ 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ን 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ምባል ይካኣል እዩ::

√√ ሰናይ ዕድል ንምነየልኩም።

ሽልማትና ተጀሚሩ ኣሎ፤ ኢሉ እውን ክሳዕ ፅዋዕ /መወዳእታ ክቅፅል እዩ::"

30/05/2026

ናይዚ ፀወታ ትክክል ዘኾነ መልሲ:-
1. PSG 1:1 Arsenal full time -extra time - penalty shootout
2. Arsenal
3. PSG
ናይ 5000 ብር ተሸልም ናይ Bonus ሕቶ መልሲ ድማ :- Lucas Beraldo (ሉቛስ ቢራልዶ )

ብጠቅላላ 7 ሰባት ጥራሕ እዮም ብትክክል ዝመለሱ :-
1. Birhane Hailaly-እንተወሓደ Didn't share the post
2. ክሓልፍ እዩ ይሓልፍ- እንተወሓደ Not our you tube channel subscriber
3. Sesen Gebremedhin-እንተወሓደ Not our you tube channel subscriber
4. በቃ ኣይሆንም ማታ- እንተወሓደ Not our you tube channel subscriber
5. Hayelom Wedi Nayou- እንተወሓደ Didn't share the post
6. ኣልፋና ኦሜጋ- እንተወሓደ Didn't share the post
7. Teklay Haylu- እንተወሓደ Didn't share the post

ናይ Bonus ሕቶ Lucas Beraldo ኢሉ ዘፀሓፈ ግና ዋላ ሓደ ሰብ የለን :: ስለዚ ናይ ሐዚ 10000 ብር ብተወሳኺ 5000 ብር Bonus ሽልማት ብጠቅላላ ድምር ብር 15000 ናብ 3ጂ ኣታዊ ኮይኑ ኣሎ ( ዝተቀየረ እንተሎ ኣብዙይ ክነፍልጠኩም ኢና):: ኣብ ዝቅፅል ሽልማት ተደሚሩ ክመፀኩም እዩ:: ካብ ሰነ 4,2018 ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ዓለም እግሪ ኩዕሾ ከም ዘሎ ብምዝኽኻር ክንፍለየኩም::ክሳብ ሽዑ ሰናይ ፃኒሒት::ሰላምን ጥዕናን ንኹሉ ወድ ሰብ::

ል.በ. ካብ 2 ከሳብ 4 ዝተፀሓፍኩም ዝተፈለየ ሓሳብ እንተሃልዩኩም ናብ Gebreyohannes Gebrekirstos inbox ግበሩለይ::

"❤️❤️ Bonus ሕቶ ሓዊሱ 𝟏𝟓𝟎𝟎𝟎 ብር ሽልማት !! ግምቶም ዘቐምጥሉ ፖስት/𝐩𝐨𝐬𝐭 እዙይ እዩ- ክሳብ ሎሚ ምሸት 𝟏𝟐፡𝟓𝟎 ምግማት ይካኣል እዩ::

❤️ሎሚ 'ውን 𝟏𝟓,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ገሚቶም ይሸለሙ ።

❤️❤️ ናይዚ ዓመት ናይ 𝐔𝐄𝐅𝐀 𝐂𝐡𝐚𝐦𝐩𝐢𝐨𝐧𝐬 𝐋𝐞𝐚𝐠𝐮𝐞 ዋንጫ/ፅዋዕ መን ወሰደ ፤ ኣብ ሞንጎ 𝐏𝐒𝐆 : 𝐀𝐫𝐬𝐞𝐧𝐚𝐥 ኣብ ርእሰ ከተማ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ሎሚ ቀዳም ምሸት ልክዕ 𝟏:𝟎𝟎 ፀወታ ክጅመር እዩ።

❤️❤️ኣብዚ መሳጢ ፀወታ ፤ "𝐏𝐒𝐆 ዶ ደጊሙ ይወስዳ ወይስ 𝐀𝐫𝐬𝐞𝐧𝐚𝐥 ንፈለማ እዋን ይወስዱ ይኾን ? " ናይ ዓለምና ኣፍቀርቲ እግሪ ኩዕሾ ሕቶታት ዝምለሰሉ ዕለት ሎሚ ምሸት እዩ::

❤️❤️ ናይዚ ግጥም ግምቶም ብምቅማጥ ካብ 𝟭𝟬 ወይ 𝟏𝟏 ተሸለምቲ ሓደ ይኹኑ::ተወሳኺ ብውልቀ 𝟓𝟎𝟎𝟎 ብር ዘሸልም 𝐁𝐨𝐧𝐮𝐬 ሕቶ ውን ኣሎ እዩ!!

√ ንዓሰርተ (𝟭𝟬) ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ዝመለሱ ነንሕድሕዶም 𝟭𝟬𝟬𝟬 ብር ክንሽልም ኢና::𝐁𝐨𝐧𝐮𝐬 ሕቶ ዝመለሰ ድማ ንበይኑ/ና 𝟓𝟎𝟎𝟎 ብር ክንሽልም ኢና::

ሕቶታት:-
𝟏) ፀወታ ክንደይ ብኽንደይ ይውዳእ?
𝟐) ናይ መጀመርታ ሽቶ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?
𝟑) ናይ መወዳእታ ሽቶ ኸ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?

❤️❤️ ናይ ግድን ክማልኡ ዘለዎም መስፈርትታት ድማ( ኩለን መስፈርትታት ዘየማለአ ዋላ ብትክክል ይመልስ ኣይሽለምን ፡-

𝟏 ) ነዚኣ ፖስት/𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐬𝐡𝐚𝐫𝐞 ክገብሩ ኣለዎም-𝐏𝐢𝐧 እንተዝገብርዎ እሞ ምእንታን ብቀሊሉ ኣብ ላዕሊ ክንሪኦ
𝟐 ) ናይ 𝟑ጂ /ነዚ ገፅን 𝐓𝐢𝐤𝐭𝐨𝐤 ን 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫 በተወሳኺ ድማ ናይ 𝟑ጂ 𝐘𝐨𝐮 𝐭𝐮𝐛𝐞 𝐜𝐡𝐚𝐧𝐧𝐞𝐥 𝐬𝐮𝐛𝐬𝐜𝐫𝐢𝐛𝐞𝐫 ክኾኑ ኣለዎም
𝟑) እተን 𝟑 ሕቶታት ብትክክል ክግምቱ ኣለዎም
𝟒 ) ሓደ ጊዜ ምስ ፀሓፉ ግምቶም ዘይቀየሩ
𝟓) ካብ 𝟏 ጊዜ ንላዕሊ ግምቶም ዘይፀሓፉ
𝟔) ልዕሊ 𝟏𝟎𝟎 ( ካብ ሓደ ሚኢቲ ንላዕሊ) 𝐟𝐫𝐢𝐞𝐧𝐝𝐬 𝐨𝐫 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫𝐬 ዘለዎም::

👍𝐁𝐨𝐧𝐮𝐬 ብውልቀ 𝟓𝟎𝟎𝟎 ብር ንሓደ (𝟏) ሰብ ካብ ቀዲሞም ዝመለሱ ( እንትሃልዮም !!?)ዘሸልም ሕቶ ድማ:-

⚽ እታ ናይ መወዳእታ ሽቶ መን ዝተብሃለ ተፃዋታይ የቁፅራ ? ኣብ ስሩዕ ፀወታ ይኹን ኣብ 𝐏𝐞𝐧𝐚𝐥𝐭𝐲 ናይ መወዳእታ ጎል ዘእቱ ሰብ ከም ዘሎ ግድን እዩ::

ል.በ/𝐍.𝗕
ቡዙሓት ሰባት ተራ ቁፅሪ 𝟭 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ምግባር 𝟮፣ 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ይርስዕወን እሞ ዋላ 𝘁𝗼𝗽 𝗳𝗮𝗻 እናሃለዉ "ብትክክል ገሚትና ግን ኣይተኻተትናን !"ዝብል ተደጋጋሚ ጥርዓን ንሰምዕ ሰለዚ ኣርምዎን:: ድሕሪ ግምትካ ምቅማጥ እኮ 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ን 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ምባል ይካኣል እዩ::

Bonus ሕቶ እንድሕር ትሳተፉ ኮይንኩም ኣብ ሓንቲ comment ኢኹም ክትፅሕፍወን ዘለኩም::

⚽ እዛ bonus ሕቶ ትብላዕ ዶ ትኾን? ⚽

√√ ሰናይ ዕድል ንምነየልኩም።"

26/05/2026

❤️ከምባሁቅ ተታሒዙ!!

16/05/2026

10 ኦም ሽልማቶም ወሲዶም ኣለዉ።ናይዚ ሕቶ ትክክል መልስን መሰፍርቲ አማላሊኦም ቀዲሞም ብትክክል ዝመለሱ 10 ሰባትን:
መልሲ:-
1.Chelsea 0 :1 Manchester City
2. Manchester City
3.Manchester City
ካብ ብዙሓት ብትክክል ዝመለሱ ካብ 1ይ- 10ይ ድማ:-
Hiwet Mulu
መንደራት ዓጋመ
Sndayo Gt
Live Ynwa
Medhanie Gebrehaweria
Belay Xv
Desu Hayleslasse
Ethio Msge
ክሓልፍ እዩ ይሓልፍ
ሕጂኸ ናበይ
ናይ CBE or telebirr account ኣብዚ ፖስት እዙይ ከም ሓዱሽ comment ፅሓፉልና::
ክሳብ ፅባሕ ሰሉስ ግንቦት 11,2018 ዓ/ም ፋዱስ ( 6:00) ጥራሕ ክንፅበየኩም ኢና::
"💙💙𝟭𝟬,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ገሚቶም ይሸለሙ ::
√ግምቶም ፀቐምጥሉ ፖስት/𝒑𝒐𝒔𝒕 እዙይ ጥራሕ እዩ- ክሳብ ሎሚ ስዓት 10፡50 ምግማት ይካኣል እዩ::

𝗖𝗵𝗲𝗹𝘀𝗲𝗮 𝘃𝘀 𝗠𝗮𝗻𝗰𝗵𝗲𝘀𝘁𝗲𝗿 𝗖𝗶𝘁𝘆 𝗙𝗔 𝗰𝘂𝗽 𝗳𝗶𝗻𝗮𝗹
ሎማዓንቲ ኣጋምሸት 𝟭𝟭:𝟬𝟬 ኣብ ሞንጎ 𝗖𝗵𝗲𝗹𝘀𝗲𝗮 𝘃𝘀 𝗠𝗮𝗻𝗰𝗵𝗲𝘀𝘁𝗲𝗿 𝗖𝗶𝘁𝘆 ናይ 𝗙𝗔 𝗰𝘂𝗽 ዋንጫ/ፅዋዕ መን ወሰደ ዝግበር ግጥም እግሪ ኩዕሾ ግምቶም ብምቅማጥ ካብ 𝟭𝟬 ተሸለምቲ ሓደ ይኹኑ::
💙💙 ንዓሰርተ (𝟭𝟬) ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ዝመለሱ ነንሕድሕዶም 𝟭𝟬𝟬𝟬 ብር ክንሽልም ኢና::
ሕቶታት:-

𝟏) ፀወታ ክንደይ ብኽንደይ ይውዳእ?

𝟐) ናይ መጀመርታ ሽቶ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?

𝟑) ናይ መወዳእታ ሽቶ ኸ ኣየናይ ጋንታ የቑፅር?

💙💙💙💙💙 ናይ ግድን ክማልኡ ዘለዎም መስፈርትታት ድማ( ኩለን መስፈርትታት ዘየማለአ ዋላ ብትክክል ይመልስ ኣይሽለምን ፡-

𝟏 ) ነዚኣ ፖስት/𝐩𝐨𝐬𝐭 𝐬𝐡𝐚𝐫𝐞 ክገብሩ ኣለዎም-𝐏𝐢𝐧 እንተዝገብርዎ እሞ ምእንታን ብቀሊሉ ኣብ ላዕሊ ክንሪኦ
𝟐 ) ናይ 𝟑ጂ /ነዚ ገፅ 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫 ክኾኑ ኣለዎም
𝟑) እተን 𝟑 ሕቶታት ብትክክል ክግምቱ ኣለዎም
𝟒 ) ሓደ ጊዜ ምስ ፀሓፉ ግምቶም ዘይቀየሩ
𝟓) ካብ 𝟏 ጊዜ ንላዕሊ ግምቶም ዘይፀሓፉ
𝟔) ልዕሊ 𝟏𝟎𝟎 ( ካብ ሓደ ሚኢቲ ንላዕሊ) 𝐟𝐫𝐢𝐞𝐧𝐝𝐬 𝐨𝐫 𝐟𝐨𝐥𝐥𝐨𝐰𝐞𝐫𝐬 ዘለዎም::

ል.በ/𝐍.𝗕

ቡዙሓት ሰባት ተራ ቁፅሪ 𝟭 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ምግባር 𝟮፣ 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ይርስዕወን እሞ ዋላ 𝘁𝗼𝗽 𝗳𝗮𝗻 እናሃለዉ "ብትክክል ገሚትና ግን ኣይተኻተትናን !"ዝብል ተደጋጋሚ ጥርዓን ንሰምዕ ሰለዚ ኣርምዎን:: ድሕሪ ግምትካ ምቅማጥ እኮ 𝘀𝗵𝗮𝗿𝗲 ን 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ን ምባል ይካኣል እዩ::

√√ ሰናይ ዕድል ንምነየልኩም።"

ሎሚ 'ውን 𝟭𝟬,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ገሚቶም ይሸለሙ ::𝗖𝗵𝗲𝗹𝘀𝗲𝗮 𝘃𝘀 𝗠𝗮𝗻𝗰𝗵𝗲𝘀𝘁𝗲𝗿 𝗖𝗶𝘁𝘆  𝗙𝗔 𝗰𝘂𝗽 𝗳𝗶𝗻𝗮𝗹 ሎማዓንቲ  ኣጋምሸት 𝟭𝟭:𝟬𝟬 ኣብ ሞንጎ 𝗖𝗵𝗲𝗹𝘀𝗲𝗮 ...
16/05/2026

ሎሚ 'ውን 𝟭𝟬,𝟬𝟬𝟬 ብር ሽልማት ካብ 𝟯ጂ ኣሎ!! ገሚቶም ይሸለሙ ::

𝗖𝗵𝗲𝗹𝘀𝗲𝗮 𝘃𝘀 𝗠𝗮𝗻𝗰𝗵𝗲𝘀𝘁𝗲𝗿 𝗖𝗶𝘁𝘆 𝗙𝗔 𝗰𝘂𝗽 𝗳𝗶𝗻𝗮𝗹

ሎማዓንቲ ኣጋምሸት 𝟭𝟭:𝟬𝟬 ኣብ ሞንጎ 𝗖𝗵𝗲𝗹𝘀𝗲𝗮 𝘃𝘀 𝗠𝗮𝗻𝗰𝗵𝗲𝘀𝘁𝗲𝗿 𝗖𝗶𝘁𝘆 ናይ 𝗙𝗔 𝗰𝘂𝗽 ዋንጫ/ፅዋዕ መን ወሰደ ዝግበር ግጥም እግሪ ኩዕሾ ግምቶም ብምቅማጥ ካብ 𝟭𝟬 ተሸለምቲ ሓደ ይኹኑ::

√ ንዓሰርተ (𝟭𝟬) ሰባት ቀዲሞም ብትክክል ዝመለሱ ነንሕድሕዶም 𝟭𝟬𝟬𝟬 ብር ክንሽልም ኢና::

√√ ግምቶም ዘቀምጥሉ 𝗣𝗼𝘀𝘁 ድሕሪ ፋዱስ ክንጥቅዕ ኢና::

√√ ክሳብ ሽዑ 𝗳𝗼𝗹𝗹𝗼𝘄 ይበሉና

Address

Ayder
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when 3G Diagnostic Imaging Center -3G DIC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share