08/07/2026
📌 ሕክማና ሕማማት ልቢ አብ ሆስፒታል ግዕዝ ብ ፍሉይ ስፔሻሊስት ሓኪም
✅እዋናዊ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ብስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሓኻይም ልቢ ኩለመዳያዊ ምርመራን ሕክምናን እናሃብና ንርከብ።
ይምፅኡ ካብ ሕማም ይፈወሱ።
ሆስፒታል ግዕዝ / Geez Hospital
ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338 / +251962333388 ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ,ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም
🩺ሆስፒታል ግዕዝ
ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን